ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት መሳርሒ መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ : ንፅሕፈት መሳርሒ ዝኮን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዝምልክተ ዘለዎን ናይዚ ዓመት ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርበ ዝክእል

3 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይ ዝተፈላለያ ሴክራት ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ በቢዘፈሩን ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረደ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ቁፅሪ 04 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ኣብ ናይ ሞትርሳይል መለዋወጢ መከበሪ ጨረታ ወይድማ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ በቢዘርፉ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ክዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 7/4/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሰድ ዝከኣ ኮይኑ ዕለት 23/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/4/2017ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

8 እቲ ጨረታ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ 45 መዓልቲታት ይከዉን

9 ተጫረቲ ተጫሪቱም ዝሰዓርዎ ንበረታት ማዕልቶም ዝሐለፎም እንተኮይኑ አብ ዝኮነ ይኩን እቶም ንብረት ተመለስቲ ማከኖም ክፈልጡ ይግባእ

10 ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ሰነድዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ኣብ ሐደ ፖስታ ነንብይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣትዉ

11 ናይ ተጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማ ክህልዎ አለዎ

12 ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ከምዝኢ እንተዘይገሩ ግና ነቲ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት ኣይህልዎን

13 እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብዝንበብ ፅሑፍ ዓይነት ዝተገዘአ ሰነድ ክፃሐፈሉ አለዎ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ 0342400403

ድሕሪት
ጨረታ መደብ