ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኽፈል ንፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ 16./01/2017ዓ/ም 

ዕለት.91/03/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኽፈል ንፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ናይ መቕረባይነትን ከምኡ ድማ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእልን

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን

3/ ተረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/03/2017ዓ/ም ክሳብ 1/04/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ካብ መቐለ ቤት ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ በቲ ናይ መጨረሻ ዝተጠቐሰ ዕለት ሳዓት 4፡00 ይኸፈት

4/ ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደር እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሓደመዓልቲ ዘረክብ ምዃኑ ተረዲኡ ኣብ እስቶሩ ንብረት ዘሎ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ክወዳደር ኣለዎ

5/ ተወዳዲሩ ዝሰዓረ ተራቲ ብተወከልቲ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ዝኾኑ ብሰብ ሞያ ናይ ጋራጅ ዝተረጋገፀ ንብረት ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ክፍሊት ዝፍፀም ኮይኑ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

6/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት ካብ ሓደ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኽእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል ኣብዚ ጨረታ ዝተመለአ ዋጋ ጨረታ ድሕሪ ምኽፋቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s