ኮሌጅ ራማ ኣብ በጅት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጅት ንግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን ዝውዕል ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ራማ ኣብ በጅት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጅት ንግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን ዝውዕል ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ብመሰረት አዚ

1. ህጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ናይ በጅት ዓመት 2016 ግብሪ ዝከፈሉ መለለይይ ቁፅሪ ግብሪ ዘሎዎም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓ/ም ከቅርቡ ዝክአሉ

2. ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ዝተውሃበ ናይ መቅረባይ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ዝሓዙ

3. ሕጋዊ ማህተም ፊርማን ስልኪ ቁፅሪ ማለት ውን ኣብ ኣደራሻ ብንፁር ክቅመጥ ኣልዎ

4. አዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ንሐደ ዘርፍ ናይ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

5. ናይ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዘተመዝገቡ ምኳኖም መረዳአታ ከቅርቡ ዝክአሉ

6. ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳአታ ከቅርቡ ዝክአሉ

7. መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ን ኣቅሑት ኤሌክትሮንክስ ሓሙሽተ ሺሕ ቅርሺ መሳርሒ ህንፃ ኣሰርተ ሺሕ ቅርሺ ንመሳርሂ ፅሬት ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከድሕዙ ዝክአሉ

8. አቲ ዝምላአ ነፀላ ዋጋ ብንፁር ክምላአ ኣለዎ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

9. ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲታት ውዕሊ ክኣሰር ኣለዎ

10. ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ከተማ ራማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከቅርብ ዝክአል

11. ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 07/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:30 ድማ አቲ ሳንዱቅ ተዓሽጉ ሰዓት 4:30 ደማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ራማ ይክፈት

12. አቲ ኮሌጅ ባቢ ዘፈሩ ዒስራ ሚኢታዎ ክ ውስክ ወይ ክኒኪ ከም ዝክአል ምካኑ ክፍለጥ ኣልዎ

13. አቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ተረጋጊፁ ኣታዊ ይከውን

14. ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓቤሬታ ብሞባይል ቁፀሪ 0985461580/ 0914495486

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s