1 ናይ ቦጥ ናይ ፈሳሲ ፅዕነት ከምእዉን ናይ ማይ መቅረባይ ዝብል ሕጋዊ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ለኩም
2 ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
3 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይ ዘለኩምን
4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ
5 ቲን ሰርተፊኬት ዘለኩም
6 ብሽምኩም ወይ ብትካልኩም ዝፈለጥ ሊበሬ ክተቅረቡ እትክእሉ ብልሽተ ዘይብላ ምኮና መረጋገፂ ብቅዓት ከተቅርቡ እትክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 200 ብምክፋል ካብ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጀጋ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ካልኣይ ደብሪ ወሲድኩም እንዳሐበርና
8 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ስፒኦ ብር 7000 ክተትሕዙ እትክእሉ
9 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉን ካብ ዘሸነፍክሞ ጠቅላላ ዋጋ ብጥር ገንዘብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ቼክ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ እትክእሉ
10 ሰነድ ጨረታ ካብ 16/3/2017 ዓም ክሳብ 30/3/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ክትወሰዱ ትክእሉ ኢኩም
11 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 1/4/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ረፋድ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 1/4/2017 ሰዓት 4፡30 ይከዉን
12 ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ሰዳቃ ጥራሕ ዝምላእ ኮይኑ ኣብ ዝምላእ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ ኣይግባእን ከምእዉን ኣብ ዝምላእ ዋጋ ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዎ የብሉን እንተጋጥም በቲ ዝተሐተ ዋጋ ክንወስድ ምካኖ ክነፍልጥ ንፈቱ
13 ኩሉ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳጥን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እዉን ክተቅርቡ እትክእሉን
14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914778526 / 0932037840 / 0920870698
ድሕሪት