ትካልና ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስትራ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፁ ኢንጀክተር በዝሒ 6 ኤሌክትሪክ ኬብል በዝሒ 6 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ትካልና ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስትራ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፁ ኢንጀክተር በዝሒ 6 ኤሌክትሪክ ኬብል በዝሒ 6 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ስለዚ አብ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዓዉዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 14/3/2017 ዓም ክሳብ 5/4/2017 ላጢ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መንገዲ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲኪ ቢሮ እናመፃእኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትእክሉ ምካንኩም እናገለፅና

2 እቲ ጨረታ 7/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ 7/4/2017 ዓም ሰዓት 4:15 ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s