አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር፤ናይ ፅሬት ኣቁሑት፤ፃባ፤ናይ ሚንባስ/መኪና/ክራይ ን2017በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር፤ናይ ፅሬት ኣቁሑት፤ፃባ፤ናይ ሚንባስ/መኪና/ክራይ ን2017በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ በቲ ዘርፊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ስለዚእዚ ዝስዕብ ሮቋሓታት እተማልኡ ተሓረቲ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ጨረታ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲእቲ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምም ካብ 13/03/2017ዓ/ም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ 100/ሚኢቲ ብርብምክፋልምውሳድ ይክእሉ።

4. ናይ ጨረታ መክበረ ንሕድሕድ 3000/ሰለስተ ሽሕ ብር ከትሕዝ ዝክእል/ትክእል።

5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፂዩ ብዕለት 23/03/2017ዓ/ም 4:30 አብ ቅድሚ ተጫራቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት።

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል ።

7. ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. ናይ ጨረታ መዕፀውን መክፈቲን በዓል እንተዊዕሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓትን መዓልትን ዝክፈት ይከውን።

9. ቤት ዕዮ ካብ ዘውፀኦም ዕዲገታት 20% ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ አቅሓ ናይ ምውሳክ ወይ ምቅሳስ መሰል ኣለዎ።

10. ሰዓራይ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10%መክበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ክከውን ኣለዎ።

11. ሰዓራይ ትካል ብናይባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ትካልና ከምፅእ ዝክእል ክከውን አለዎ።

12. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይቫቱ ምኻኑ ብግልፂ ከመላክቱ አለዎም።

13. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914767875/0914414232/0914747482ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ።

14. እዚ ጨረታ ሻት ዘለዎ ይኩን ዘይብሉ ንኩሉ ዘሳትፍ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s