ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፡ ኤሌክትርኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዕለት 09/03/2017ዓ/ም 

ቁፅሪ ፅ/ንብ/ምም/ር/ግ/ጨ/ 001/2017ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፡ ኤሌክትርኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ገርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ ፡፡

1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ 2017 ዓ/ም ፤ቫት / /I/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን ፤ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /11/ ከምኡ'ውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2017 ዓ/ም ከቕርብ ዝኸእል ፣

2. ካብ ትካልና ክ/ሰ/ዕ/ን/ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 09/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3130 ንጎሆ 150.00(ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ከምትክዕለ ንገልፅ ።እቲ ጨረታ ልክዕ 3:30 ሰዓት ናይ ንጎሆ ተኣፂዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 ንጎሆ በቲ ዕለትይኽፈት።

3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ሎት 11ንፅሕፈት መሳርሒ 10000.00(ኣሰርተ ሽሕ ብር ) ንለት 2፤ኤሌክትሮኒክስ 3500.0(ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ብጥረ ገንዝብ ፤ብሲፒኦ፤ወይም ብባንክ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ኣለዎም ።

4. ኣብ ዝተመልኤ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሓሊዩ ፊርማ ክኣርፎ ኣለዎ ፌርማ ዝየብሉ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ውድቂ ይኸውን።

5. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብበዓሎም መጎኣኣዚን መራገፊን ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ሓድነት ኣብ ቀበሌ 18 ኣብ መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ከረክቡ ኣለዎም።

6. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 091320095110987313391 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም፤፤

ኣድራሻና - ትግራይ -መቐለ- ቀበሌ 18 መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s