ምልክታ ጨረታ
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ን 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈ መሳሪሒ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ እዚ ንብረት ንምቅራብ ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።
❖ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድእዚ ዘመን ዘለዎም
❖ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡ
❖ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
❖ ኣብ ቲኦቲ (TOT) ወይ ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ
❖ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።
❖ ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ሲፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ አቲ CPO (ሲፒኦ)ኣብ ውሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተኣሺጉ ይቀርብ
❖ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 03/03/2 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡00
❖ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/03/2017 ሰዓት 8፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8፡20 ይኽፈት፡፡
❖ ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የአትዉ።
መብርሂ:-አቲ ትካል አቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
እዚ ከም ውዐሊ ኮይኑ ከገልግል ይክእል እዩ።
ኣድራሻና፡- ዓዲ ሸምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ _ ኮለጅ ኣድማስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38
መብርሂ
O አቲዋጋ ቫት (VAT) ወይቲኦቲ (IOT) ሐዊሱ ይቅመጥ፡፡
O እቲ በዝሒ ክወስኽ ወይ ክንኪ ይኽእል፡፡
ድሕሪት