ን4ይ ግዜ ጨረታ ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዓመታዊ ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ታቑ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለዪ/specificati | መዐቀኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፅገና ላፕቶፕ ማዘር ቦርድ ዝሐወሰ ፅገና | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ኮምፒተር/ማዘር ቦርድን ፓወር ሳፕላይን ዝሐወሰ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 3 | ፅገና ፕሪንተር /ፖወር ሳፕላይን ፎርማተር ቦርድ ዝሐወሰ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 4 | ፅገና ፎቶ ኮፒ /ፖወር ሳፕላይን ፎርማተር ቦርድ ዝሐወሰ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 5 | ፅገና ፋክስ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 6 | ፅገና ዩፒኤስ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 7 | ፅገና ረሲቨር | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 8 | ፅገና ቴሌቨዥን | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 9 | ፅገና ስዊች 24,12,8port ፓወር ሳፕላይ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 10 | ዕገና ሲስኮ ስዊች ፓወር ሳፕላይ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 11 | ፅገና ዲጂታል ካሜራ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 12 | ፅገና ስካነር | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 13 | ፅግና ሰርቨር ፓወር ሳፕላይ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
| 14 | ዕገና ስተፕላይዘር | ቑፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር