ንማሕበርና ህንፀት ማእኸል ዕዳጋ ህንፃ መሳርሒ ፀብቅለይ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ተከታታሊ ቁፅሪ ዘለዎ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሕትም ስለዝደለና ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ 

ንማሕበርና ህንፀት ማእኸል ዕዳጋ ህንፃ መሳርሒ ፀብቅለይ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ተከታታሊ ቁፅሪ ዘለዎ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሕትም ስለዝደለና ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ክማላእ ዝግብኦ ረቋሒታት

1. ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ፡፡

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዪ ቁፅሪ (TIN Number) ከቅርብ ዝኽእል።

3. ተጫራቲ ዘቅርቦ ሕትመት ፅሬቱ ዝሓለወን በቲ ዝቀረበ ስፔስፊኬሽንን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ፡፡

4. ካብ ናይ ባዕልና ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን፡፡

5. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 29/02/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 01/03/2017 ዓ.ም ይኸዉን፡፡

6. ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 01/03/2017 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኸዉን፡፡

7. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ሕትመት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርቡ፡፡

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈተና እናመፃእኩም ምዉሳድ ትኽእሉ፡፡

9. ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ፡፡
ሕልዉ እዩ፡፡ ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s