ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብዝምልከቶ ናይ 2016ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ብቅዳሕ ክትሕዝ ዝክእል

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ብቅዳሕ ክትሕዝ ዝክእል

3 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ይወስዱ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራደርሉ መረጋገፂ ወረቀት ዘቅርብ

5 መከብሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንሕድሕድ ዓይነት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ እዉን ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

6 ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/2/2017 ዓም ከሳብ 9/3/2017 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ይዕሸግ ልክዕ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 20 መዓለቲ ዘይበልፅ ይከዉን

9 20 መእታዊ ናይ ምዉሳክን መቅናስን መሰሉ ሕልዉ እዩ

10 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ሆስፒታልና ብዘቅርቦ መዓቀኒ መዓቀኒረቆሒታት መሰረት ከቅርብ ዝክእል

11 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s