ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡ ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋm/ዋጋመብረሂ
01ኢደ መጋብር ቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና ናይ ሰልጠንቲ ማንዋል ኮፒ ጌርኻ ባይንድ ምግባርመጠን ወረቐት A4
ፀሊምን ፃዕዳን
ዉሽጣዊ ገፅ 80ግራም
ብክልተ ገዕ ኮፒ ይግበር
ሽፋን 250ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ኣርት ወረቐት
በዝሒ ገፅ 61/በዝሒ ወረቐት 31/
ብሃርድ ከቨር ትራንስፓረንንስን ብስቴፕለርን ኣብ ሰለስተ ቦታ ተወቕዑ ብሻራ ፕላስተር ባይንድ ይግበር
ጥራሕ2396
02ኢደ መጋብር ቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና ናይ ሰልጠንቲ ማንዋል ኮፒ ጌርኻ ባይንድ ምግባርመጠን ወረቐት A4
ፀሊምን ፃዕዳን
ዉሽጣዊ ገፅ 80 ግራም
ብክልተ ገፅ ኮፒ ይግበር
ሽፋን 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ኣር ወረቐት
በዝሒ ገፅ 115/በዝሒ ወረቐት 58/
ብሃርድ ከቨር ትራንስፓረንንስን ብስቴፕለርን ኣብ ሰለስተ ቦታ ተወቕዑ ብሻራ ፕላስተር ባይንድ ይግበር
ጥራሕ284

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተበሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20-22/02/2017ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ይኸፈት ።

6. እዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7/ሸዉዓተ መዓልቲ ይኸዉን::

7. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s