ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ትካልና ርእሰ ደብሪ ተካ ሲንየር ሲትዝንስ ኬር ኤንድ ሳፖርት አሶሴሽን ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሻሂ ቡና ኣቑሑት ንዕዲኢት በግሊፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ምልከታ ግሊፂ ጨረታ

ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ትካልና ርእሰ ደብሪ ተካ ሲንየር ሲትዝንስ ኬር ኤንድ ሳፖርት አሶሴሽን ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሻሂ ቡና ኣቑሑት ንዕዲኢት በግሊፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮኒኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተጫረቲ ከማለአዎ ዝግባእ ረቃሕታት

• ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዪ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል።

• ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል።

• ተጫራቲ ናቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከቅርብ ዝክእል።

• ናይ ጨረታ መመዝገቢ ሰነድ ብር 50 ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ርእስ ደብሪ ተካ ምሕጋዝን ምከንካን ኣረጋውያን ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይከኣል።

• ተጫረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ።

• ጨረታ ሰነድ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 18/02/2017-22/02/2017ዓ.ም ካብ ሰዓት 9 :00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሎ ዕለት 9:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 18 ኣብ ዝርከብዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን ።

• ቤት ፅሕፈት ካብቲ ዘጫረቶ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ይኽእል ።

• ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

ንዕድጎ ናይ ሻሂ ቡን ኣቑሑት

ተቁዓይነት ንብረትመለኸዒበዝሒ ንብረትነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብሪሂ
1ቆዕሊ ሻሂነፀላ69
2ሹካርኪሎ575
3ዕጣን በዓል ርብዒ ኪሎቁፅሪ23
4ቡናኪሎ345
5ፈርነሱነፀላ23
6መንከሽክሽነፀላ23
7ሮኮቦት ፕላስቲክነፀላ23
8ሻሂ መስተዪ ብረጭቆደርዘን11.5
9ፍንጃል ቡንደርዝን23
10ቀጠፍ መፅለሊ ሻሂነፀላ23
11ቡና መጥናፈሊነፀላ23
12ማንክያ ሻሂደርዘን23
13ኩኪስ በብ 50 ግራም ዝተኣሸገነፀላ4830
14ጀበናነሀላ23
15ፍሓም በዓል 25 ኪሎኪሎ23
16መውቀጢ ቡን ናይ ላዕልን ታሕትንብነፀላ23
17መሕፀቢ ኢድ ምስ ጆኩብነፀላ23
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s