ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/ዮላ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/ዮጭላ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ህ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የደብ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት

ንልዕሊ 500,000 ብር ዝዋግኡ እትጫረቱ ተጨረቲ

. በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን 2017 ዓ/ም ዘሐደስኩምን።

. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈረሃን ክህልዎ ኣለዎ።

. ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ/ቫት/ዝኾንኩም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ቫት ድክለረሽን ዘቅርብ ።

. ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ክተቕርቡ እትኽእሉ።

. ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ቁፅሪ /TI/ ናምበር ክተቕርቡ እትኽእሉ። ንክትወዳደሩ ንዕድም።

. ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝትቓለሐሉ/ዝተለጠፈሉ/ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ክልተ ሚእቲብር ናይ ሓደ ደኩመንት ዋጋ ብምኽፋል ንተኻታታሊ 10 መዓልቲታት ካብ ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ህ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ።

. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 40 ማዓልቲ

. ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ሳንዱቕ ዝመፅእ ዝኾነ ይኹን ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ።

. ተጫረቲ እቲ ጨረታ መኸፈቲ ዕለት 28/02/2017 ዓ/ም ምዃኑ ፈሊጦም ድሕሪ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስሩን ንብረት ዘቕርቡን ክኾኑ ኣለዎም።

. ምኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎምን።

. ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት ኣቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረት ማዕረ ተማቒሎም ዘቕርቡ ምዃኖም ። ሐንቲ ንብረት ንዝኾነት ብዕፃ/ብዕ /የቅርቡ

. ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ/ኦርጂናልን ኮፒን/ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመልአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ

ብናይቱ ድርጅት ላዕላዋይ ሓላፊ ተፈሪውን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ሙሉእ ኣድራሽኡ ሰነዱን ይቐርብ።

. ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐለ ካብ ዕለት 18 /02/2017 ዓ/ም ክሳብ 28/02/2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ድሕሪ ስዓት እዩ።ቤት ፅ/ትና 20 ፐርሰንት ምሳሽን ምቅናስ ዝተሓለወ እዩ።

. እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 28/02/2017 ዓ/ም ይኸውን። ስዓት 8:30 ድሕሪ ስዓት ተዓፅዩ ብተማሳሳሊ ዕለት ስዓት 9:00 ኣብ ቤት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ኣ/የጭላ 1፥ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 28 ኣብ ቅድሚ ተረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይኽፈት።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s