ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ክዕድግ ስሰዝደሲ እዚ ቀጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደረ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ምሰክታ

ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ክዕድግ ስሰዝደሲ እዚ ቀጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደረ ይዕድም::

ሕቶ ዕደጋ ቁፅረተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍሰይ ቁፅረመዐቀኒበዝሒናዶ ሓደ ዋጋመብርሂ
354961ጎሓፍ መጉሓፊ በዓል ኢድቁፅሪ15
2ሽንት ቤት ብሩሽቁፅሪ15
3ባራኪና በዓል 1 ሊትርቁፅሪ300
4መወልወሊ በዓል ገመድ ፕላስቲክቁፅሪ50
5ኣልኮል በዓል 1 ሊትርሊትር100
6ጎሓፍ መጠራቐሚ ቅርጫትቁፅሪ150
7ኣዎጀዲድሜትር100
8ዊንደው ክሊነርቁፅሪ30
9ፎጣ ንእሽተይቁፅሪ200
10ኤር ፍሬሽ (Air fresh)ቁፅሪ100
11ፕላስቲክ ስኮፓቁፅሪ300
12ፍሊት (Roch killer)ቁፅሪ150
13ፕላስቲክ ባልዲ20 ሊትርቁፅሪ15
14Detergent(ፈሳሲ ሳሙና)ሊትር100
15ፕላስቲክ ጓንት200ግቁፅሪ200
16ማስክ ሰርጂካልቁፅሪ15
17ሳኒታይዘር (Sanitizer)በዓል 1 ሊትርሊትር150

ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት

• ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ናይ ሠቀረባይነትን ፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ዕርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣሰም፡፡

• እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲሶቲ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ስቀመጥ ኣለዎ።

• ዕዓራይ ምስዓረ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚረ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግሰገሱት /ኣቅሓ/ ክህብ ኣሰም፡፡

• ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣሰም

• ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 11/02/2017- 13/02/2017 ዓ/ም ድ/ሰ

• ፕሮፎርማ ዝክፈተሱ ዕሰት 14/02/2017 ዓ/ም ቀ/ሰዓት 3፡00 ይኸውን፣፣

• ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕሰሙ እዩ

• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034204674/0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክርሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ፕሮፎርማ ቁጥዓ ምውሳድ ይከኣሰ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s