ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 10:00 ደ/ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8/02/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/2/2017ዓ.ም ሰዓት 9፡30

3. ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሳማረዩ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱ ፡ ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰረተፍኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/2/2017ዓ.ም ሰዓት 10፡00 ጀሚሩ

5. እዚ ፕሮፎርማ ሰዓራይ ውዕሊ ዝኣስር

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

8. ናይ ገዛ ማይ መብራህቲ በቲ ቤት ፅ/ትና ዝሽፈን ኮይኑ መሰራርሒ ናውቲ ግን ካብ በዓሉ ዝጥቐም

9. ሰዓራይ ዝኮን ትካል ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ዝኣስርን ዋጋ ምውሳክ ዘይኸኣል ምኻኑን ከከም ኩነታቱ ውዕሉ ክሕደስ ዝኽእልን

10. በቲ ዝርዝር መሰረት ትሕዝቶ ፅሬት ዘለዎ ኣቐራርባን ዝሓለወ ምኻኑ ቤት ፅ/ትና ብዝወከሎም ኣካላት በብእዋኑ ዝኸታተልዎ ምኻኑ

11. ሰዓራይ ዝፍለ በተን ዝተዝርዘራ ዓይነታት ግልጋሎት ናይ ኩሎም ዝነኣሰ ድምር ዋጋ ይኸውን

12. ናይዚ ፕሮፎርማ ዝርዝር ዝሓዘ ፎርሚ ካብ ካብ ቤት ፅ/ትና ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው

ዝከኣል እንትከውን ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ድማ ፊት ለፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴልንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ወይ 0914734003 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s