ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Electronics and Furniture) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Electronics and Furniture) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደስኩም፣ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ክተቕርቡ ትኸእሉ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) መረዳእታ ከተቕርቡ ትኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

መተሓሳሰቢ

❖ ተጫረቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽም፣ ኣድራሻ፣ ክታምን ማህተምን ከስፍሩ ኣለዎም፡፡

❖ ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን፡፡

❖ ተጫረቲ ዘለዎም መረዳእታ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቕርቡ ኣለዎም።

❖ ዝቐርብ ዝተመልአ ፕሮፎርማ ኣብ ዶክመንትን ፖስታን ናይ ተጫረቲ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ።

❖ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክገልፁ ኣለዎም፤ ብግልፂ እንተዘይኣቐሚጦም ግን ቫት ዝሓወሰ እዩ ተገይሩ ይውሰድ፡፡

❖ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 06/02/2017 ክሳብ 12/02/2017 ዓ/ም ይኸውን።

❖ ፕሮፎርማ ዕለት 12/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት።

❖ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ፕሮፎርማ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0952 565656/ 0914 122671/ 0914765540

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s