ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2016 ን 2017 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

3 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም

4 ኣብ መቀረባይት ዝተመዝገብኩም በቢዘፈረኩም ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ንኩሎም ፈቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ መረዳእታ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ዝተማለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋና ሐደ ቅዳሕ ጠቅላላ ክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

7 መከበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሰርሒ ን ኤሌክትሮኒክስ ንነብስወከፍ 5000 ቅርሺ ክትሕዝ ዝክእል

8 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከረክብ ዝክእል

9 ዕድጋ ፈፃሚ ኣካል ምስ ናይ ቤት ፅሕፈታት በጀት መሰረት ብምግባር 20 ሚእታዊ ካብ በዝሒ መጠን ዝተሐዘ ንብረት ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

11 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ፅሕፈት መሰርሒ ን ኤሌክትሮኒክስ ንሕድሕድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 30/1/2017 ዓም ክሳብ 14/2/2017 ዓም እንዳመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

12 ሰነድ ጨረታ 15/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s