ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቕሑት ከምኡ እውን ስፔር ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና

ቑፅሪ ወ/ሪ/ጨ/ፋ- 422/18- 

ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቕሑት ከምኡ እውን ስፔር ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት

2/ ናይ ፅሬት ኣቕሑትን

3/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን

ስለዚ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

✓ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

✓ in መረዳእታ ከቕርብ ኣለዎ

✓ ቫት መረዳእታ ከቕርብ ኣለዎ

✓ ቫት ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

✓ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎም ኣቕሑት የረክብ

✓ ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ኣቕሑት

1/ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ብር 4,000 ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO

2/ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብር 3,000 ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO

3/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት 4,000 ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

✓ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 11/02/2017 ዓ/ም (ዕለት 11/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3.00 ንጉሆ) ብምምፃእ ንሕድሕዱ ሰነድ ጨረታ ብር 200 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል

✓ ጨረታ ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 11/02/2017 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 11/02/17 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓዕዩ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

✓ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ፦ ብስልኪ ቑፅሪ 0914119551 /0914200772 /0930629035 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s