ትካልና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘስዉዎ ዝተፈሳስቦ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸጥ ስስዝደስየ ድሴት ዘስኩም ዓደገቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤

ግስፂ ምልክታ ጨረታ ምሻጥ ንብረት

ትካልና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘስዉዎ ዝተፈሳስቦ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸጥ ስስዝደስየ ድሴት ዘስኩም ዓደገቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤

ከማስኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1. እዚ ምልከታ ጨረታ ካብ ዕስት 20/1/2017 ከሳብ 1/2/2017 ኣብ ኣየር እንትፀንሕ ኣብዚ ገዘ ውሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈትና እናመፃእኻ ዘይምስስ 50 ብር ብምኽሩስ ጨረታ ሰነድ ምውሳድን እቲ ንብረት ብኣካል ምርኣይን ደከኣስ፤

2. ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 5000 ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ትክ(ሲፒኦ) ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ነዚ ናብ ዝተዳስወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ ምእታው ይኽእሱ

3. እዚ ምስክታ ጨረታ ዕለት 1/2/2017 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብስ ኣብ ህንፃና ዴሓ ሲቲ ሰንተር 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ደኹን እምበር ተጫረትቲ ኣብ ከይዲ ምኽሩት ተዘይተረኺቦም ነቲ ኸይዲ ኣየተዓናቅፎን

4. ሰዓራይ አዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ሴስት ጀሚሩ ኣብ 3 ተኸታታስ መዓልቲ ውሽጢ ናይ ዝሰዓር ንብረት ገንዘብ ናብ ትካልና ሕጋዊ ሒሳብ ቁፅሪ ኣታዊ ክገብር እንተዘይኽኢሉ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ትካልና ኻሊእ መማረፂ ደወስድ

5. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ምስ ንብረት ምልዓል ዝተተሓሓዙ ኩሱም ወፃኢታተ ብናይ ባዕሱ ሸፊኑ ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገበረሉ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ንብረቱ ካብ ትካልና ይወስድ

6. እቲ ዝሽወጥ ንብረት ከባቢ ዓዲሓቂ ዕዳጋ ኣብ ዝርከብ ህንፃና ይሓ ሲቲ ሰንተር ይርከብ

7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሱእ ይኹን ብኸሩስ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስ₪ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ከባቢ ዓ/ሓቂ ናብ ዝርከብ ትካልና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344404253።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s