ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 10/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ባክሎደር ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21695/ቸ/መ/ማይ ዕለት 16/1/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | ብዝሒ | ነ/ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | Water pump With Fan Bearing Concentric p.N DR 503609/R£505980 | set | 2 |
NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 21/1/2017 ዓ.ም ክሳብ 23/1/2017ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ድሕሪት