ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፡ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ/Ref no-ኢመዲቁ_6/82/1-5/17 

Date: 20/01/2017

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፡ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 04/02/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Shoe Kit04495-35230Set02
2Pad kit04491-36070/04465-36020Set02
3Pad Kit04465-YZZF6Set05
4Shock Absorber FR48510-09/10Pcs05
5Uper Ball joint43310-09015Pcs06
6Lower Ball joint43330-09510Pcs06
7Fuel Filter23390-OLO41/42/10Pcs08
8Fuel Filter23390-51070Pcs05
9Oil Filter90915-30002-8TPcs17
10Oil Filter90915-YZZD2Pcs06
11Oil Filter15600-41010/90915-YZZD4 Pcs04
12Fuel Filter23390-64480Pcs05
13Speedo Meter Assy83220-35240Pcs8፣3L(166L)
ድሕሪት
ጨረታ መደብ