ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎተ ትራንስፖርት (ስሰርቪስ)ዝህባ ተሽከርከርቲ (ኣውቶቡስ፥ኮስታር፥ሚኒባስ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ትራንስፖርት ግልጋሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ ጨረታ-01 /2017 

ዕለት 06/01/2017ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ ግልጋሎት ተሽከርከርቲ (ትራንስፖርት)

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎተ ትራንስፖርት (ስሰርቪስ)ዝህባ ተሽከርከርቲ (ኣውቶቡስ፥ኮስታር፥ሚኒባስ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ እዚ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሒታት አተማልኡ ነጋዶ( ሰብ መኪና) ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።

O ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ናይ ባዕሉ ሊብረን ቲን ቁፅሪ ዘለዎም።

O ዓመታዊ ምርመራ መኪና ዝገበረ።

O ሳልሳይ ወገን ኢንሹራንስ ዘማለአ።

O ደሕንነት ቀበቶ( sety belt) ዘለዎን ቅድሚያ ንህብ።

O ዶኩመንት ጨረታ ብር 100.00 ብር ብምኽፋል ካብ ተሓዚት ገንዘብ ቤት ትምህርትና ምዕዳግ ይክኣል

O መክበሪ ጨረታ ብር 2500.00 ብር የትሕዝ ዝክእል ይቐርብ

O ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 06/01/2017ዓ/ም ክሳብ 11/01/2017ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00

O ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/01/2017ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት፡፡(11/01/2017 ት 3:30)

O መጠን ናይ ምፅዓን ዓቕመን ብዙሕ ዝኾነ ቅድሚያ ንህብ።

መብርሂ:-ትካልና ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማዕ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s