ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ዕክንም582/2-3/1/01

ዕለት-15/12/16ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ-04

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት ናይ መኪና ኪራይ

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 20/12/16ዓ.ም ሰዓት 03:00 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 20/12/16ዓ.ም ሳዓት 03:30 ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. እታ ትቐርብ መኪና በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ – ኣብ ውሽጢ 2' ተካታታሊ መዓልቲታት ውዕሊ ከኣስር ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን

5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን

7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344-406451/0914732577 ምሕታት ይካአል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ