ምልኸታ ፕሮፎርማ /ቁ-13/
ናይ ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ቁፅሪ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ Specfcation/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | - መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | National Tuberculosis Leprosy & program M & E መሰልጠኒ ማንዋል | ❖ A4 ሳይዝ ❖ ውሽጢ ገፅ 139 ❖ 80 ግራም ❖ ሕትመት--Black & white ❖ ባይንዲንግ---- ብትረንስፓረንት ሃርድ ኮፒን ብሻራ ፕላስተር ይተሓሓዝ | ጥራዝ | 30 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁዕሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 02/12/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ዕለት 06/11/2016 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ድሕሪት