ምልኸታ ፕሮፎርማ/07
ናይ ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም/ ን3ይ ግዜ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝሮ ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ስሚንቶ /opc/ | ቀዳማይ ደረጃ | ብኩንታል | 50 |
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 19/11/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 23/11/2016 ዓ/ም 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት