ን2' ግዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝ/ው/ማሕበር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ስሜን ላጪ ከባቢ ዝርከቡ ዝሃጠሩ እንስሳ/ከፍቲ/ ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ተ/ቁ | ዓይነት እንስሳ | መዐቀኒ | በዝ |
---|---|---|---|
1 | ከፍቲ | ቁፅሪ | 08 |
• ተጫራታይ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ብር 100 (ሓደ ምእቲ) ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋኹም ናብቲ ዝተዳለወ ሳዕን ጨረታ ምእታዉ
• ተጫራታይ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ ሰልስተ መዓልቲ ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል
• ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቶም ከፍቲ ኣብ ከባቢ ላጪ ዝርከብ ቦታና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክወስድ ዝኽእል
• እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 17/11/2016 ዓ/ም ክሳዕ 24/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይፅንሕ።
• ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/11/2016 ዓም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሎ ኣብ ሂወት እርሻ መካናዜሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ከባቢ ዓዲ ሓቂ ሳኒ ሮማናት ክልኒክ ዘሎ በፅሕፈትና ይኽፈት"
• ትካልና ዝሓሸ መሃረኒ እንተረኺቡ እቲ ራታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
ድሕሪት