ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ መኪና መፀገኒ ዝከዉን ጋራጅን ንሞተር ብሽክሊታ ዝፅግን በዓል ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ከፀግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 28, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ባዕል ሞያ ሞተር ብሽክሊታ 10000 ቅርሺ : ንፅገና መኪና ጋራጅ 5000
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሓምለ 28, 2016 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል / ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን  መረዳእታ ዘቅርብን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጉንበት 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ባዕሎም ፍቃድ ንግ ዘለዎም ክኮን ይግባእ

4 ተጫረቲ ንናይ መኪና ጋራጅ ካብ ዝምልከቶ ብቅዓት መረጋገፂ ራብዓይን ልዕሊኡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ክከዉን አለዎ

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ቁፅሪ 4 ኮይኑ ካብ 18/11/2016 ዓም ክሳብ 28/11/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ሰነድ መዐደጊ 100 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 28/11/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ናይ ቀትሪ ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/11/2016 ዓም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

8 ተጫረቲ ድሐሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምእዉን ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

9 መከበሪ ጨረታ ንባዕል ሞያ ሞተር ብሽክሊታ 10000 ቅርሺ ንፅገና መኪና ጋራጅ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s