ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ን2ይ ግዜ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

1. ተጫረቲ ናይ 2016 ኣ/ግ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ኮይኖም ሰነድ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2. ብትካል ደረጃ ክስርሕ ዝክእል GB WE ከእቱ /ከማልእ/ ይግባእ

3. DASTV ዘማልእ ግልጋሎት 1 ከተኣታትው ዝክእል

4. ኣብ ምክልካል ጆነሳይድ ትግራይ ዝተሳተፈ ምኳኑ ድጋፍ ከቅርብ ዝክእል

5. ተጫረቲ ኣብ ዘእትውዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ንሓደ ዘቅርብዎ ዋጋ ጥራሕ መሊኦምን ፈሪሞምን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከረክቡ ይግባእ

6. ተጫረቲ ብማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ብዝተዳለወ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኩም ካብ ዕለት 12/11/2016 ኣ/ግ ጀሚርኩም ክሳብ 19/11/2016 ኣ/ግ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዘ ኣብ ጨረታ ኮሚቴ ዝተዳለወ ሳጥን ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ

7. እቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለውሉ ዕለት 19/11/2016 ኣ/ግ ቅድሚ ሳዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሳዓት 4:00 ይክፈት

8. ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል እቲ ሰነድ ካብ ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ጨረታ ኮሚቴ ክወስዱ ይግባእ

9. ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ምሉእ ኣድራሸኦምን ስልኪ ቁፅሮምን ከቀምጡ ይግባእ

10. ተጫረቲ ኣብ ኣመላልኣ ዋጋ ንዝፍጠር ጌጋ ተቀባልነት ከምዘይብሉ ፈሊጥኩም ብጥንቃቀ ክትመልኡ ይግባእ

11. ቅድሚ ሕዚ ተጫሪቱ ግልጋሎት እናሃበ ዝፀነሐ ኣካል ብባዕሉ ይኩን ብውክልና ምጭራት ኣይፍቀድን

12. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉሕልው እዩ

13. ናይ ጨረታ መኸበሪ 15 ሽሕ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፅ ስፒኦ ጥራሕ ብማ/ሪ//ል አዋሽ ካምፓስ ሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክኣትው ዝኸእል፡፡

ሓበሬታ እትደልዩ 0993657225/0920868265 ደውሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s