ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ አገልግሎት መጎዓዝያ ዝህባ አዉተብስን ገልበጥትን ካልኦትን ተመሳሳሊ መኪናታት አገልግሎ ፅገና ጋራጃት ብጨረታ አወዳዲሩ ኮንትራክት ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ቅብሊት ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ንፀገና ምችዉ ዝኮነ ጋራጅን መሰረታዊ ናይ ወርክሾፕ መሳለጥን መሳርሕ ዘለዎ

3 ብሕጋዊ መነግዲ ናይ መለዋወጢ ካልኦትን ዕድጊት ብምፍፃም ዘድሊፅገና ከቅርብ ዝክእል

4 ስሩዕ ናይ ኣዉቶ ኤሌክትሪክ ዎርክሾብ ዘለዎምን ብኮምፒትር ዝተሐገዘ ናይ EFPI  ፅገና ናይ ምፍፃም ዓቅሚ ዘለዎም

5 ናይ ቦዲ ቶፖሳሪያ ከም መስቲያትን ሪዲያታርን ሙሉእ ናይ ምፅገና ዝሐሸ ፋናንሳዊ ዓቅሚን ዘለዎ

6 ድሕንነት ፅገና ተሽከርከርቲ ዘማለአ መሳርሒ ዘለዎም

7 እኩል ዓቅምን በዝሒ ሰብን መሳርሒ ዘለዎም ኮይኑ ብፅሬትን ቅልጣፈን ዝተዉሃቦም ስራሕ ክፍፅሙ ዝክእሉ

8 መድሕንን ድሕንነትን ከምእዉን ብብቅዓት ዓብየቲ ስራሕቲ ሕድሳት ክህቡ ዝክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

10 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ 500000 /ሐሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ/ ብመልክዕ ስፒኦ  ወይ ብውሕስና ባንኪ ከትሕዙ ዝክእሉ

11 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 7/ነሐሰ/2024 ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

12 እቲ ጨረታ 7/ነሐሰ/2024 ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

13 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

14 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085  0344405806  0914729516 12502596

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s