ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ናይ 2016 ዓ.ም. በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለና


Date 06/11/2016

Ref No. 02/1979/16

ናይ ኦዲት ጨረታ ምልክታ

ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ናይ 2016 ዓ.ም. በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለና ካብዚ ቀፃሊ ዘሎ መመዘኒ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ተጫረቲ ዘማልእዎ ረቋሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መፍለይ ቁፅሪ (in No) ዘለዎ።

2. ናይ ዘመኑ ግብሪ ማለት ናይ 2015 ዓ.ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ።

3. ቀደማይ ደረጃ ፍቃድ ኦዲት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ናይ ኦዲት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቕርብ።

4. ብተወሳኪ ኣብ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብፍላይ ድማ ዕቋርን ልቓሕ ማሕበራት 3 ጊዜን ልዕሊኡን ኦዲት ከምዝገበረ መረዳእታ ዘቅርብ ዝኽእል።

5. ውዕሊ ካብ ዝእሰረሉ ኣብ ውሽጢ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ኣጠናቂቁ ከቕርብ ዝክእል።

6. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ(እስፔስፊኬሽን) እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ።

7. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 06/11/2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ቀዳም ሓዊሱ ይኸውን።

ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 1/11/2016 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/11/2016 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 16 ክርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ቁፅሪ 4 ይኸውን። 

8. ዝርዝር ኦዲት ዝግበሩ ሰነዳት

በዝሒ ብፓድሓቃፊ(Box File)
CRV88
CPV6050
JV33



9. ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s