ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016/17 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ካብ ገብርቲ ሰነይ ዝተረከበ ገንዘብ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

ናይ ግልፂ ጨረታ መፀዋዕታ፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016/17 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ካብ ገብርቲ ሰነይ ዝተረከበ ገንዘብ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ዘድሊ ናይ ዝተሓደሰሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም፡፡

2. ተጫረቲ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ናይ ቫት ዊዝሆልድ መረዳእታ ናይ 1 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ግንቦት ወይ ሰነ ወርሓዊ ድክለራሽየን ኣሐዲሶም ዝንበብን ግልፂ ዝኾነን ንሕድሕድ መረዳእታ ሓደ ሓደ ገፅ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ወይድማ

3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ መጠን መኸበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ኣሎ፡፡

4. ተጫረቲ መጨረቲ ሰነዶም ብ200ብር ብምኽፋል ካብ 04/11/2016-18/11/2016 ዓ/ም ካብ ቤት ዕዮና ዕደጋ ክፍሊ ምውሳድ ይኽእሉ እዮም፡፡

5. ተጫረቲ ኣብ ዘሸነፍዎ ንብረት ውዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ ኣለዎም፡፡

6. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብዝተቐመጠ ዝርዝር ወይድማ በዝሒ ካብ ሕድ ሕድ ዓይነት ብ20% ምውሳኽ ወይ ምቕናስ ዝኸእል ምዃኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

7. ተጫረቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ዝቁፀር ካብ 04/11/2016-18/11/2016 ዓ/ም 15 ማዕልቲ ምዃኑን ዝዕፀወሉ ድማ ዕለት 19/11/2016 ንግሆ ሰዓት4፡00 ኾይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ ዕለት 19/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኩሎም ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ምኻኑን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ድማ ካብ ጨረታ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ዝቑፀር 45 መዓልቲ ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

8. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ዕዮ ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9. ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ መንገዲ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ፡- በስልክ ቁጥር 0344-40-24-20

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s