በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ምልክታ ቑፅሪ

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ/ቑዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋድምር ዋጋ
1ደስታ ወረቐት 80 ግራም80 ግራም ኦርጅናል 1ይ ደረጃደስታ100
2ኡሁ ኦርጅናልኦርጅናል 1ይ ደረጃደርዘን01
3ካኪ ፖስታ ማእኸላይ A4ማእኸላይ ኦርጅናል 1ይ ደረጃፓኬት02
5ፕሪንተር ቀለምኦርጅናል ምላእ ዘይኮነ 80A 1ይ ደረጃቑፅሪ05
6ፕሪንተር ቀለምኦርጅናል ምላእ ዘይኮነ 05A 1ይ ደረጃቑፅሪ05
7ሰማያወየ እስክርቢትኦርጅናል 1ይ ደረጃፓኬት50
8ፕሮቶኮል መዝገብኦርጅናል ማእኸላይ 1ይ ደረጃ02
ጠቅላላ ድምር

መምርሒ

NB ; ፕሮፎርማ መምልኢ ሰነድ ብናይ ባዕሎም ዋጋ መምልኢ ፎርም መሊእኹም ክተቅርቡ ይግባእ።

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

2. ናይ 2016 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ

3. ቲን ነምበር ዘለዎም

4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/10/16 ዓ/ም

5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

6. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

8. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

9. ሰዓራይ ኦርደር ካብ ዝተውሃበሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ክልተ መዓልቲ ውሽጢከረክብ ዝክእል

10. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ

11. ፕሮፎርማ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝሰዓርዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ትራንፖርትን መፅዓንን መራገድፍን ሸፊኖም ናብ ቤት ዕዮና የቕርቡ።

12. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s