ናይ ፕርፎርማ ምልክታ
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።
መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት ምስ መግለፂኡ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | እስከ ፕላስቲክ 1ይ ደረጃ ናይ ወፃኢ | ቁፅሪ | 10 | ||
2 | ፎጣ ዓበይ 1ይ ደረጃ (መወልዊ ጠረጴዛ) | ቁፅሪ | 40 | ||
3 | ቡሩሽ ናይ ሽንት ቤት | ቁፅሪ | 3 | ||
4 | ኦሞ 200ግራም | ቁፅሪ | 12 | ||
5 | |Glass cleaner | ቁፅሪ | 5 | ||
6 | ፈሳሲ ሳምና በዓል 5 ሊትሮ | ቁፅሪ | 10 | ||
7 | ስኮታ መወልወሊ 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 15 | ||
8 | ኤርፍሬሽ ዝተፈላለየ ሽታ ዘለዎ 400ግ 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 20 | ||
9 | ሮቾ ኪለር | ቁፅሪ | 12 | ||
10 | ኣልኮል በዓል ዛፍ በዓል 1ሊትር | ቁፅሪ | 5 | ||
11 | ቪም ናይ ሽንትቤት | ቁፅሪ | 5 | ||
12 | ጓንቲ ብፅምዲ 1ደረጃ | ቁፅሪ | 8 | ||
13 | ዲቶል በዓል 500ሚሊ | ቁፅሪ | 12 | ||
14 | ሶፍት ዓብዬ ማምኮ ኦርጅናል | ቁፅሪ | 50 |
1) ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ
2) ፐርፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/10/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ይዕፀው።
3) ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ፐርፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ።
4) ፐርፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 5 /10/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00
5) ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ክሳብ ዕለት 7/10/2016 ጠቕሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ።
6) ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን
7) እዚ ፐርፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
8) እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ
ዝተሓለወ እዩ።
9) ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0914 731134/0914022154 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።
ምስ ሰላምታ
ድሕሪት