ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ብናይ ዩኤን ኤፍፕኤ በጀት ናይ ትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሓትም ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 18/16

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ብናይ ዩኤን ኤፍፕኤ በጀት ናይ ትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሓትም ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 28/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 03/10/2016 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኽ ምባል ተቐባልነት የብሉን

8. ሰዓራይ ትካል ኣብ ከተማታት መቐለ ውቅሮ ዓዲግራት ኣክሱም፡ሽረ ዓብዪዓዲ የጭላን ማይጨውን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካለኦት ነቲ ስራሕ ዘድልዩ ወፃኢታትን ሸፊኑ ሰሪሑ ከረክብ ኣለዎ።

9. ሰዓራይ ዝፍለ ኣብ ቢል ቦርድ ብጠቅላላ ድምር ይኸውን

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

➢ ንዝበለፀ ሓቤሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ሞባይል ቁፅሪ 0914766863 ወይ 0914785869 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ