ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማታት : ናይ መኪና መጋየፅታትን :ናይ ገዛ ኣቁሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲÂ ፍቓዶም ከቕርቡ ዝኽእሉ::
ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ የካቲት 2008 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
ተጫረቲ ሰነድ ጨረታÂ ዘይመለስ ብር 20.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይኽእሉ::
ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን   ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
 ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ለት 28/07/ 2008 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/ 08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 : ዝኽፈተሉ ዕለት 13/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይከዉን
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ተጫራታይ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎ
ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s