መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣

ክማላእ ዝግበኦ ረቋሒ

1. ኩሎም ዓይነት ንብረት ብኦርጅናል ወይ ፅሬት ዘለዎም ከቅርብ ዝኽእል፣

2. ናይ 2016 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ዘሐደሰን ፣ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ሰርተፍኬት ፣ንግድ ፍቓድን መቕረባይነትን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፣

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ቫት ፀብፃብ በቢወርሑ ንዘቅርብ ናይ ወርሒ

መጋቢት ፣ በቢሰለስተ ወርሒ ዘቕርብ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት 2016 ዓ/ም ዲክላራስዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእልን ኣብ ዝመልኦ መወዳደሪ ዋጋ ምስ ቫቱ መሊኡ ዘቅርብ፡፡

4. ንዝሰዓሮም ንብረት ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ሰዓቱ ናብ ማሕበርና ቤት ፅሕፈት ፊት ንፊት ተሓገዝ ህንፃ ዝርከብ ሓጎስ ተላ ህንፃ 2 ፎቅ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝኽእል፣

5. ሰነድ ጨረታ ካብ ማሐበርና ቤት ፅሕፈት ንኤለትሮኒክስን ፈርንቸርን ንሕድሕዶም ብር 200.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 50.00 ከፊሎም ምዉሳድ ይኽእሉ፣

6. ጨረታ መኽበሪ ንፈርንቸርን ኤለትሮኒክስን ንሕድሕዶም ብር 15,500.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 2,000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ዉሕስና ወይ ሲፒኦ /CPO/ ወይ ናብ ማሕበርና ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪታት ኣታዊ ብምግባር ከትሕዝ ዝኽእል፣

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 06/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኽፈት፡፡

8. ሰነድ ጨረታ ኣብ ማሕበርና ቤት ፅሕፈት ፊት ንፊት ተሓገዝ ህንፃ ዝርከብ ሓጎስ ተላ ህንፃ 2 ፎቅ ፋይናንስ ክፍሊ ንጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ቅድሚ ጨረታ መዕፀዊ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣታዊ ዝገብር፣

9. ማሕበርና ኣብ በዝሒ ዝቐርብ ንብረት ክዉስኽ ወይ ክቕንስ ዝኽእል ምዃኑ ፈሊጥኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-415448 ወይ 0342-419330/0914232530 ምሕታት ይኽእሉ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s