ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛና ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ 24/9/2016 ዓም እዩ

1 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

2 ዝተሐደሰ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን መቅረባይነትን ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳአታ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛና ክወስዱ ይክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 13/9/2016 ዓም ከሳብ 28/9/2016 ዓም ኮይኑ 28/9/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ቤተ ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914435341

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s