ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 14/9/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 29/9/2016 ዓም ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2016 ዓምመረዳእታ  ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ  ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ ወይድማ የካቲት 2016 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት ን2016 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 ሰዓራይ እዚ ጨረታ 10 ሚእተዊ ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

8 ካብ ናይ መረከቢ መዓለቲ ዘሕለፈ ሳዓራይ ጨረታ በቢ መዓለቲ 1/1000 ቅርሺ ዝቅፃዕ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ

9 ኣበ ከይዲ ጨረታ ንምጭብርባረ ዝፈተነ ተወዳደሪ ብሕጊ ተሐታታቲ ይከዉን

10 ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነ ብፅሑፍ ምሕታት ይከኣለ

11 እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎን ናይቲ ተጫራቲ ማህተምን ፊርማን እነተዘይዓሪፉሉን ተወዳዳሪ ካብቲ ጨረታ ክስረዝ ይግርር

12 ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ምስ ቅዳሕ ኣብ ክልተ ፖስታ ከቅርብ አለዎ

13 እዚ ዋጋ ን 30 መዓልቲ ፀኑዑ ዝፀንሕ ይከዉን

14 እቲ ንበረት ዝርከበሉ ዕድጊት ካብ ዝተኣዘዘሉ ግዚ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ይከዉን

15 ንፐሪነተር ቀለምን ካልኦት ቀለማትን ብተወሳኪ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብበዓል ሞያ ተረጋገፂ ዝአትዉ እንትከዉን ብተወሳኪ ናይ ቀለማተ ድማ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ዉሕስና ዝህብ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ

16 ተጫራታይ መጎዓዚ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ዝተጠቀሰ ቦታ ከቅርብ ዝክእል

 17 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀተ መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 10 መእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስከምዝከኣል ክትፈልጡ ይግባእ

18 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንፅሕፈት መሳርሒ 29/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈተ

19 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈተ

20 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344210089  / 0344210276

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s