ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ (ግልጋሎት) ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ

ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ (ግልጋሎት) ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝተዘርዘሩ

ሪጋዓይነት ንብረትስፐስፊክሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ብርመብርሂ
1BatteryModel -Pa36340-1Bas
-PA3817U-1BRS
-PABS178
-VOLtage 10.8V
-Capacity 5200MAH
ቁፅሪ01
2ChargerModel -PA3468U-1ACA
-Input=100-240V,1.54
-Out put=19,3.42
ቁፅሪ01
3

Desktop I/hard disk


Model-known
-port SATA
-capacity 500GB

ቁፅሪ01
4Laptop Charger-Model fit for delloptipioex 790ቁፅሪ01
5CMOS batteryModel CR2032ቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 21/09/16ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት -- 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::

➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/እንደርታ

ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s