ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ቃላ/ 01 /03 /271/16/

ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም

ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ወይ IOI ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሎ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ 2016 ዓ/ም  ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ

➢ ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኸን ይክእል እዩ።

➢ ቤት ት/ቲና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም ክሳብ 26/09/2016ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ታዓዕዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ቃላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ይክፈት::

NB:- ንዝበለፀ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0979102743 /0914035641/ ደዊሎም ምሕታት  ይክእል እዮ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ