ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ጨረታፕሮፎርማ ቑፅሪ 3/ --------ዓ/ም

ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት  እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ/ክትሳተፉ/ፋ ይዕድም፡፡

መምርሒተወዳደርቲ/ተጫረቲ ፕሮፎርማ/

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቑ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቅርብ ዝኸእል፡፡

5. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተመዓልቲ ብናይ ባዓልኹም ትራንስፖርት ናብ ኮለጅ ፖሊስ ትግራይ17ቀበሌ ዝርከብ ንብረት ከፍሊ ክተቕርቡ ትኸእሉ፡፡ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይቁፅርኹም ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክሜትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና  መወዳደሪኹም ሽም ኣድሪሻን ናይ ትካልኩም ማሀተምን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 21/09/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/09/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30 ሕዚ እንርከበሉ ቦታ ኣብኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 310 ይኽፈት፡፡

6. ሰዓርቲ እተቕርበዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፌክሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡

7. ኣብ እስቶር ኣቑሑት ዝይብሉ ተወዳዳሪ ሰዓረይዝኾነ ትካልኣብ ስራሕና ንዝበፅሕ ምትእጉጓል ተጠያቒ ምዃኑ፡፡

8. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ መንጎ ሰዓረይ ትካልን ቢሮ ኮለጅ ፖሊስ ትግራይን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

11.ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914048071/ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s