ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ዋናኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሎት ሐደ መሳርሂ ህንፃ : ሎት ክልተ አቅሑት ቢሮን ጠረጰዛን አወዳዲሩ ብስርዓት ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ግዚኡ ሕድሳት ዝገልፅ ምስቲ ሰነድ ጨረታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕን ዋናን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እወን ቲን ናምበር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም አታዊ ዝገበርሉ ብቅዳሕን ዋናን አገናዚቦም ከቅርቡ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዞ ዝግባእ ብዝግባእ ባንኪ ዝተረጋገፀ ባንኪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንፅገና ዝዉዕል ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት ሐደ 4000 : ኣቅሑት ቢሮ ጠረጰዛን 4000

6 መወዳደሪ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብቲ ቤት ዕዩ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫራቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዝሐዘ ካብ 16/92016 ዓም ክሰብ 23/9 /2016 ዓም ንተከታተልቲ መዓልቲ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/9 /2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 340 አብ ቅድም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ

9 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ መራገፍን መፅዓንን መጎዓዝን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ብምሽፋን ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት አፈቲሹ ፅሬቱ አረጋጊፁ አታዊ ይገብር

10 እቲ ቤት ዕዩ ናይቲ ዝግዛእ መጠን 20 ሚእተዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0972164349  0928937677

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s