ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት ሕትመት መሳርሒ መዘጋብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሐደ ናይ ሕትመት መሳርሒ መዘጋብቲ ብግልፂ ጨረታ ይከዉን

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ዝተዋፈረ ምካኑ ዝተዉሃቦ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ካርድ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑን አታሓሐዙ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ኣብ እወን ጨረታ ዝክፈተሉ ሐደ ቅዳሕ ከታሓሕዝ ዝክእል

2 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ ቫት ተመዝገብቲ ከኮንነ ከምዝለዎ ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናል ቅዳሕን ዘቅርብ

3 ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ጥራሕ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ዘእትዉ

4 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛብዕ ወይ ከታልልን ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ተገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ይዉረስ ብናይ ክልል ትግራይ መምርሒ ዕድጊት ዝድንግጎ ሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

5 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ጨረታ ሰነድ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀድን

6 ኣብ ሐደ ሎት ማለት ንግዲ ዘርፊ ዉሽጢ ዝወፀ ጨረታ ብዘርፊ ቫት ቫት ምዝገባ ካብ ዝሐቶን ቫት ምዝጋበ  ካብ ዛይሐቶን ወፃኢ ካብ 500000  ንላዕሊ ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዘሎ ዕደጋ ዝሳተፍ ዝኮነ ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ቫት ዝተመዝገበን ካን ኣድላይነቱ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዘቅርብ ምካኑ መፍለይ ቁፅሪ ዝሐዘ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

7 ወይ ኣብ ፌደራል ኤጀንስ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ከምእ ድማ ተጫረቲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ዝሳተፍሉ ግዘ ከም አድላይነቱ ካብ ዝተጣየሸሉ ሃገረ ዝተዉሃቦ ናይ ኩባንያ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ወይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት እቲ ጨረታ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ሰለሰተ መዓልቲ ናብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብኣካል ቀሪቡ ዉዕሊ ይኣስር

9 ጨረታ ሰነድ መዝግኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 9/9/2016 ዓም ክሳብ 29/9/2016 ዓም ካብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይክእል

10 እቲ ጨረታ ዕለት 29/9/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዓድግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344452201 /   0914194400

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s