ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop computers) ክዕድግ ይደሊ :

ግልፂ ጨ ቑፅሪ 0153 ደው-04016 

ዕለት 02/03/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop computers) ክዕድግ ይደሊ : በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተተሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃሰሰ ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ፤ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (VAT) ተመዝግብቲን ፣ ቲን ናምበር ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን ኣብ ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ምኽፋሉ ዲክላራስዮን ናይ ወርሒ መጋቢት / ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ምስክር ወረቐት ኮፒ ክቕርብ ዝኸእልን ።

ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ንምድብ 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ CEO ወይ ብሰርትፋይድ ቼክ ክትሕዙ ዝኽእሉ

እቲ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ኸቐርብ ዘለዎ እንትኸውን ዋንኡ ኦርጅናል ምስ ቕዳሕ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል | ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ፡፡ ናይ ንግዲ ፈቓድ ፣ ቲን ዝተመዝዝቡ፣ ቃለ መሓላ 3 ናይ ኣቕራባይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ፡ CPO ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ብኦርጅናል ዶክመንት ክተሓሓዝ ኣለዎ።

ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 09 ወይምለ 200 (ክልተ ሚኢቲ) ብር ከፊሎም ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታው ይኸእሉ። ከምኡ ውን ተጫረቲ ብቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፣ ፊርማን ኣድራሻን ክገልፁ አለዎም፡፡

- ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቕድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ 03-44-40-28-01 ክሓቱ ይኽእሉ፡

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 05/09/2016 ዓ/ም እስካብ 16/09/2018 ዓ/ም ኾይኑ ዕለት 16/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ዝተጠቐሰ ዕለት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ይኸፈት ፡፡ ይኹን እምበር ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይትኣጓጉልን፡፡

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኢዩ::

ኣድራሻ ዒላላ ፈልሲ ጣብያ

ምስ ሰላምታ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s