ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ቦታ:
ዓዲግራት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኮምፒተርን ተዛመድቲ
/
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
/
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
/
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1 ካብ ቁፅሪ1 ክሳብ ተራ ቁፅሪ 7 ዝወዳደሩ ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ጥራሕ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
2 ኣብ ተራ ቁፅሪ 8 ዝወዳደሩ ቫት ዝተመዝገቡ ይኩን ዘይተመዝገቡ ክወዳደሩ ይክእሉ
3 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ሚያዚያ 2016 ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
4 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ተወዳደርቲ ካብ 28/8/2016 ዓም ክሳብ 16/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 16/9/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ምካኑ ንገልፅ
7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
9 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 / 0914179807
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (11)
ኮንስትራክሽን (952)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (441)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (93)
ስራሕቲ ማይ (249)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (133)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4426)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (926)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2818)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (260)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (123)
ኦዲት ተዛማድኡን (136)
ሕርሻ (498)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (179)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (85)
ሕርሻ መሺነሪ (67)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3373)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (588)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (234)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (524)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1674)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1571)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (182)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (27)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (60)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (31)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (193)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (139)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1823)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (933)
ምግጣምን ፅገናን (61)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (515)
ኣቅርቦት ምግቢ (399)
ካፌን ሬስትራንትን (107)
እግድ (43)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (20)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1271)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1166)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (94)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (293)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (142)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (146)
መሬትን ሊዝን (60)
ፅገና (790)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (205)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (409)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (108)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2906)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1639)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1260)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (352)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1204)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (21)
ካልኦት ዝሽወጡ (588)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (589)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4051)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1580)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (146)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (613)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (43)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (414)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (77)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
ዕድጊት መኪና (24)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (197)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (64)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (10)
s