መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቑፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/1290/ሀ-01 

ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 08/2016 ዓ/ም

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም።

2/ ናይ ግብሪ ክፈላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም።

3/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ።

3/ 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

4/ ዝቐርቡ መረዳእታታት ኮፒ ብግልፂ ዝንበቡ( ዝረአዩ ) ክኾኑ ኣለዎም።

5/ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/08/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11:00 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 08 ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን መፂእኹም ምዉሳድ ትኽእሉ።

6/ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 09/08/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ይኽፈት።

7/ ተጫራቲ እዚ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ዕለት ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሓለወ ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።

8/ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2‛ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓርኩሙዎ

ንብረት ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም።

9/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10/ ዋጋ ፀኒዑዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝኽፈተሉ ዕለትጀሚሩን2 ተኸታተልቲ መዓልታት ይኸውን፡፡

11/ ኣብ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ፣ስርዝ ድልዝን ብተመሳሳሊ ምምላእ ኣይፍቀድን፡፡

12/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።

ናይ መኪና ጎማን ባትርን ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ

ተ.ቐዓይነት ንብረትሞዴልመግለፂመለክዒ Unitበዝሒ Quantityነፀላዋጋመብርሂ
ብር
1ጎማ መኪና-205R16pics04
ጎማ መኪና-195815pics01
ባትሪ መኪና-70 A ኦርጂናልpics01

ነዚ ቅጥዒዝመልእ ነጋዳይ

ሽም

ፊርማ

ዕደጋ ፈጻሚ ኣካል

ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒ Unitበዝሒ Quantityነፀላዋጋመብርሂ
ብር
1ካቴናን መጋዝን ኮምፕሊትTVS-GLX...setብቑፅሪ02
2መሪ ናይ TVSTVS-GLXብቑፅሪ01
3ባትሪ ናይ IS 7 ኣምፒርTVS-GLXብቑፅሪ01
4ኮፍ መበሊ ከቨር ሌዘርTVS-GLXብቑፅሪ02
5ጎማ ቅድሚት ምስ ካላማደርያኡ IS GLX3.00-17ብቑፅሪ01
6ጎማ ድሕሪት ምስ ካላማደርያኡ TS –GLX3.00-18ብቑፅሪ01
7ፋሻ ፒስተንTVS -GLXብቑፅሪ02
8ትዩብለስ ጎማ ናይ ቅድሚት ናይ TVS3.00-17ብቑፅሪ01
9ትዩብለስ ጎማ ናይ ድሕሪት ናይ TVS3.00-18ብቑፅሪ01

ነዚ ቅጥዒ ዝመልእ ነጋዳይ

ሽም

ፊርማ

ዕለት

ሲቁ

ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒ Unitበዝሒ Quantityነፀላዋጋመብርሂ
ብር
1ብሩሽ ናይ መንደቅስታንዳርድቁፅሪ05
2ብሩሽ ናይ ጣውላብዓል 5 ሴ.ሜብቁፅሪ10
3Angle valve 1/2As per sampleብቁፅሪ05
4Shower had 1/2As per sampleብቁፅሪ07
5Ball vale (ኩዕሶ ናይ ሮቶ)As per sampleብቁፅሪ05
6ጓንጉቸርቪኪንጎ 70mmብቁፅሪ02
7ሰረገላ ቁልፊ ዓብዪኦርጂናልብቁፅሪ10
8ጡት ቁልፊሲሊንደረብቁፅሪ05
9ኪያ ቡሽ ቁልፊ 2* ተወርዋሪ1ብቁፅሪ04
10ELBO PVCብዓል 45ብቁፅሪ12
11ELBO PVCብዓል 90°ብቁፅሪ02
12Clipeብዓል 110ብቁፅሪ26
13ጎረንዳዮብዓል 6 ሚ ሜሜትር40
14ፓስትሽሲሊከንብቁፅሪ04

ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ

ሽም .

ዕለት

ስ.ቁ.

ፊርማ

ናይ ህንፃ መሳርሒ ( ሲሚንቶ) ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒ Unitበዝሒ Quantityነፀላዋጋመብርሂ
ብር
1Cement OPCStandard freshኩንታል10

ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ

ሽም .

ዕለት

ስ.ቁ.

ፊርማ

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ

ተ.ቑዓይነት ንብረትሞዴልመግለፂመለክዒ Unitበዝሒ Quantityነፀላዋጋመብርሂ
ብር
1Disc Clutch AssyKun 25 L31250 - oko205ቁፅሪ01

ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ

ሽም .

ዕለት

ስ.ቁ.

ፊርማ

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ነፀላ ዋጋ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒ Unitበዝሒ Quantityነፀላዋጋመብርሂ
ብር
1A4 ወረቐት80ግደስጣ7

ነዚ ቅጥዒ ዝመልአ ነጋዳይ

ሽም .

ዕለት

ስ.ቁ.

ፊርማ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s