ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝግለፅ ኣቅሓ ማለተ እዉን ዳብል ድራም ሃንድ ሎረር ማሽን በዝሒ ሽድሽተ : ዊልድንግ ትራስፎርመር በዝሒ ኣርባዕተ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂመሰረት ገይሩ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 4 ሚያዚያ  2016 ዓም ከሳብ 24 ሚያዚያ 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ  ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፈልኩም ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና

 እቲ ጨረታ 29 ሚያዚያ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ