ዕለት 3/02/2016 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ካርድ ስትራፕ ዘለው ብሳምፕል | SD460 | ፓክድ | 100 | |||||
2 | Ribbn and Cleaning Sleeve SD460 ናብ SD460 ዝገጥም ብሳምፕል | RO10 | ብቁፅሪ | 50 | |||||
2 | ElectricalBored Contact Cleaner | ብቁፅሪ | 1 |
ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (in Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።
4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።
5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ።
6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208
ዝኸፈት ይኸውን።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።
ድሕሪት