ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 3/02/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ተ.ቁዓይነት ንብረት ናይ ሕትመት መሳርሒመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ግሊ ሰሌዳ ህይወት ታሪክ ፎርምብሳምፕልብቁፅሪ10000
2ናይ 24 ሰዓት ሪፖርት መመዝገቢ መዝገብብሳምፕልብቁፅሪ04


ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም። 

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (in Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ።

6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208

ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ